ከዕልለካ ፡ ብኢሰያስ ወልደሚካኤል / keelleka Catholic Mezmur By Isayas weldwmichael
0 Views
• 13/03/25
0
0
Embed
Bluegram
3 Subscribers
[ መዝሙር ዳዊት 54 ]
2 ኦ ኣምላኽ፥ ጸሎተይ ስማዕ፥ ንቓላተይ ጽን በሎ።
4 ኣምላኽ ግና ረዳእየይ እዩ፥ ዚሕልወኒ ኸኣ እግዚኣብሔር እዩ።
ሰላም ወሰናይ ፍቁራት ኣሕዋት ፡ ጸጋ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ምስ ኩልና ይኹን። " ከዕልለካ " ብ ሓውና ኢሰያስ ወልደሚካኤል ሒዝናልኩም መጺና ኣሎና።
ነዛ Channel Subscribe ፡ Share ፡ Like ፡ Comment ብምግባር ተኸታተልቲ ክትኮኑ ብፍቅሪ ጎይታ ንዕድም።
Show more
SORT BY-
Top Comments
-
Latest comments